ስደተኛታት ከም ዝፀዓነት እትእመን ጃልባ ኣብ ጥቓ እታ ደሴታዊት ሃገር ማልታ ብምጥሓላ፡ 10 ሰባት ከም ዝሞቱ፡ ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ኣፍሊጡ። እታ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፡ እዚ ...
ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ መንጐ ክልቲአን ርእሰከተማታት ጽዑቕ ዲፕሎማስያዊ ምብጽጻሕ ክግበር ምጽንሑ ይዝከር። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ዝምራሕን ላዕለዎት ሓለፍቲ ትካላት ...
ኣመሪካ ንኢራናውያን ተጻወትቲ ኣብ ዋንጫ ዓለም ንክጻወቱ ናብ ኣመሪካ ዘእቱ ቪዛ ከምዝተውሃቦም ድሕሪ ምርግጋጻ፡ ኢራን፡ ኣመሪካ ንሓያለ ኣገደስቲ ስታፋትን ተሓጋገዝትን እታ ሃገራዊት ጋንታ ቪዛ ...
ኣብ ክልል ኦሮሚያ፡ ዞባ ምዕራብ ሸዋ፡ ወልመራ ቤት ፍርዲ፡ ንሓንቲ ዳኛን በዓልቲ ቤቱ ነበርን ብጥይት ዝቐተለ ተኸሳሲ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ መርመራ ይግበረሉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ...
"እቲ ዘሕዝን ግን ሎሚ ዝተፈላለዩ ገማግም ባሕሪ ኤውሮጳ ብዝተፈላለየ ሓደገኛ ስነ-ሓሳባት ይውረር ኣሎ" ይብል ሄግሰት። "ኣብ ገማግም ባሕሪ ስጳኛ፣ ኢጣልያ፣ ግሪኽን ቡልጋርያን፡ ጀላቡን ሰባትን ...
"ባዶን ዳግማይ ኣብ ትቕሚ ክውዕል ዝኽእል ሓደ ሊትሮ ዝሕዝ ፕላስቲክ ናይ ማይን ጥርሙዝን ናብ ስታድዩም ክኣቱ ይኽእል እዩ" ዝብል'ዩ ነይሩ። ይኹን እምበር፡ እቲ ውድድር ክጅመር ሓደ ሰሙን ጥራይ ...
እዘን ኣድባራት ንልምድታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያን ኤርትራን ብቐረባ ከም ዝተኣሳሰሩ ገይረን'የን። ናይ ኣምልኾ ቦታታት ጥራይ ዘይኰናስ ሓለውቲ ሃገራዊ መንነት፡ ትምህርቲ፡ ...
ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስትን ዕጡቓት ተቓወምትን ኣብ መቓድሾ ብርቱዕ ምልውዋጥ ተዅሲ ተኻይዱ። እዚ ፍጻመ'ዚ ዝሰዓበ፡ ፕረዚደንታዊ መረጻ ካብ ምዱብ ግዜኡ ብምንዋሑ ምስሕሓብ እናኸረረ ብምምጻኡ እዩ ...
ኣብ ሰሜናዊ ኒጀር ኣብ ዝማሕደገ ክፋል ምድረበዳ ሰሃራ፡ ኣሳፊራቶም ዝነበረት ዓባይ ማኪና (ሎሪ) ብምብልሻዋ፡ እንተ ወሓደ 49 ሰባት ብጽምኢ ህይወቶም ከም ዝሓለፈ ሰበስልጣን ገሊጾም። ...
ፊፋ ተጻወትቲ ኣብ ዋንጫ ዓለም 2026 ንምስታፍን ኣብ መጻረዪ ግጥማት ክጻወቱ ንምፍቃድን፡ ንክለባት 355 ሚልዮን ዶላር ክኸፍል ቃል ኣትዩ። ኣብ ሃገራት ኣመሪካ፡ ሜክሲኮን ካናዳን ኣብ ዝካየድ ...
ሓደ ፈደራላዊ ዳኛ፡ ድሕሪ ቅትለት ክልተ ኣባላት ሃገራዊ ሓለዋ ዝተተግበረን ኤርትራውያን ንዝርከቡዎም ስደተኛታት 39 ሃገራት ኣብ ኣመሪካ ንምጽናሕን ንምእታውን ዘጸግም ዝነበረን ፖሊሲ ምምሕዳር ...
ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ናብ ፑቱን ኣብ ዝጸሓፎ ክፉት ደብዳበ፡ ኣብ ሞንጎ ሃገሩን ሩስያን ዘካየድ ዘሎ ኵናት ደው ንምባል ምስ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ብኣካል ተራኺቡ ...